top of page

ግልጋሎት ክሊኒክ
ክሊኒክ ሐፈሻዊ ናይ ሕክምና ግልጋሎት ብዝተፈላለዩ ሰብ ሙያ ናይ ሕክምና ግልጋሎት ንተጠቀምቲ ስድራቤት ይሕብ፤
ናይ ስድራቤት ሕክምና
ናይ ስድራቤት ሕክምና ሙያዊ ናይሕክምና ኣገልግሎትንኩሉ ስድራቤት ብዝተፈላለዩ ዓይነት ናይጥዕና ክንክን ብዓበይቲ ናይሕክምና ሰብ ሙያ ከመኣድላይነቱ ሐገዝ ይሕቡ፡፡

ናይ ሕጻናት ሕክምና
ናይ ሕጻናት ክሊኒክ ንሕጻናት ናይ ጥዕና ኣግልጋሎት ይሕብ ፡ ስሩዕ ናይ ሕክምና ክንክን ክትባት፤ ስነ ኣእምሮኣዊ ዕብየት፤ ስብነታዊ ፀቅጢ ፤ ሕድሕድ ሕጽረት ርክባት፤ ሕክምናን ካለኦትን የጠቃልል፡፡

ናይ ማሕፀን ሕክምና
ናይ ማሕፀን ሕክምና ክሊኒክ ዝተፈልለዩ ናይጥዕና ኣገልግሎት ንዘድልዮም ደቂ ኣነስትዩኣዴታት የተኣናግድ ። ቀጻሊ ናይ ማሕፀን ምርመራ፥ ናይ ምጥን ስድራቤት ፥ናይ ጥንሲ መከላከል መሳርሒ ተከላ፥ ናይ ጡብ መርመራ፥ ናይካንሰር መርመራ፥ ናይ ጥንሲ ክትትልን ካልኦትን።

ናይ ስነ ኣእምሮ ሕክምና
ናይ ኣእምሮ ሕክምና ኣገልግሎት ምክሪ ንዘድልዬም፥ ናይ ኣእምሮ ፀቅጢንዘጋጠሞም፡ ናይ ኣእምሮ ሕክምና ኣገልግሎት ምክሪ ንዘድልዬም፥ ዓበይትን፡ መናእስያትን የተኣናግድ ናይ ኣእምሮ መርመራን ክምኡውን ኣድላይ መድኃኒትን (ኣፋውስን) ይሕብ ።

Anchor 1
ርክብኩም ኣይተቋሩጽ
: ናይ ስራሕ ስዓትናሰሉስን ሐሙስን ካብ ስዓት 16:00--19:00
ቀዳም ካብ ስዓት 10:00--14፡00
ቆጾሮ ሐዙ ብተሌፎን ወይድማ ቭዋትስኣፕ
0534848846
ብእብሪት ብእንግሊዝ ብዓረብ



ብትግርኛ ብአምሐርኛ
0587915384







צרו קשר עוגן
bottom of page